top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2008 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ
ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2008 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2008 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ
ዜና ፎቶ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ሪፎርምታት ግብርን ታክስን ንምትግባርን ንምዕዋትን ምስ ሓገዝትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዘሳልጥዎ ቅንያት ግብሪ ሓበራዊ መድረኽ ምኽክር ዘተ
ክረምታዊ መደባት
ቅድመ ምድላው ክረምታዊ መደባት እቶትን ንግድን 2008/9 በጀት ዓመት ምኽንያት ብምግባር ምስ ሓገዝትን መዳርግቲ ኣካላትን መድረክ እተሳልጥ!

 

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሓምለ 30 /2008 ዓ.ም ኣዋጅ ምምሕዳር

ታክስ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፅዲቑ

 ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሓምለ 30 /2008 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ጉባኤ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣታዊ ግብሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ከምኡ ‘ውን ኣዋጅ ምምሕዳር ታክስ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፅዲቑ ኣሎ። ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣታዊ ግብሪ ካብ ሓምለ 1 / 2008 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተረኸበ ኣታዊ ተግባራዊ ንኽኸውን ፣ ኣዋጅ ኣታዊ ምምሕዳር ታክስ ድማ ካብ ዕለት 30/11/2008 ዓ.ም ጀሚሩ ተፈፃሚ ንኽኸውን ዝፀደቐ ምዃኑ ተደንጊጉ ኣሎ። ስለዚ ኣብ ዝተፈላለየ ምጣነ ግብሪ ዝዓርፍ መጠን ኣታዊ ተመሓይሹ ስለዘሎ በቲ ዝተመሓየሸ አዋጅ መሰረት ንምፍፃም ዘኽእል ሰደቓ ኣተሓሒዝና ዝለኣኽና ምኳንና እናገለፅና በዚ ሰደቓ ንኽጥቀሙ ንዝምልከቶም ሰራሕተኛ ቆፂሮም ንዘስርሑ ዝኾኑ ኣካላት እናባዛሕኹም ንኽትህቡ ነተሓሳስብ። 

 

ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣታዊ ግብሪ መሰረት ካብ ሓምለ 1 /2008 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ቁፃር ዝርከብ ኣታዊ ተፈፃሚ ዝኸውን ኣብ ዝተፈላለዩ ምጣነ ግብሪ ዝዓርፍ መጠን ኣታዊ

 

በብወርሑ ካብ ቁፃር ዝርከብ ኣታዊ ብብር

ካብ ቁፃር ዝርከብ ግብሪ ዝኽፈሎ ኣታዊ ተፈፃሚ ዝኸውን ምጣነ ግብሪ

 

መጠን ተቐናሲ

ካብ

ክሳብ

0

600

0%

--

601

1,650

10%

60

1,651

3,200

15%

142.5

3,201

5,250

20%

302.5

5,251

7,800

25%

565

7,801

10,900

30%

955

ካብ 10,900 ንላዕሊ

35%

1,500

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ኣብነት:-

 

 ናይ ወርሓዊ መሃያ ብር 3,145.00 ዝኽፈሎ ተቆፃሪ ሰራሕተኛ ዝኽፍሎ ስራሕ ግብሪ ንምስላሕ:-

 

$11)   ብር 3,145 ካብ ብር 1,651 ክሳብ ብር 3,200 ኣብ ዘሎ ናይ ኣታዊ ሰደቃ ውሽጢ ይርኸብ ናይዚ ኣታዊ ሰደቓ ናይ ግብሪ መኽፈሊ ምጣነ ድማ 15 ሚኢታዊ እንትኸውን ፤ ናይዚ ተቐናሲ ገንዘብ መጠን ድማ ብር  142.50 ይኸውን።

 

$12)   ዝኽፈል ግብሪ = (ካብ ቁፃር ዝርኸብ ናይ ወርሓዊ መሃያ × ናይ ግብሪ መኽፈሊ ምጣነ) - ተቐናሲ ናይ ገንዘብ መጠን

 

ስለዝኮነ ድማ ካብ ብር 3,145.00 ናይ ወርሓዊ መሃያ ዝኽፈል ናይ ስራሕ ግብሪ መጠን = (ብር 3,145 × 15/100) - ብር 142.50 = ብር 329.25 ይኸውን።

 

ናይ መሃየኦም/አን ግብርን ዝተፃረየ መሃያን ንምፍላ ኣብዚ ይፀዓኑ

 

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

August 2017
12345
6789101112
13141516171819
20212223242526
2728293031

በዝሒ ጎብነይቲ

039646
ሎምዓንቲሎምዓንቲ25
ትማሊትማሊ65
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን192
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ1312
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ39646

We have 18 guests and no members online


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved