በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ምስ ቢሮ ንግድን ኢ/ርን ፌደራል ገቢዎች ጉምርክ ጨንፈር መቐለ ከም ’ውን ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ‘ግቡአይ እንዳፈፀምኩ መሰለይ ይሓትት’ ብዝብል መሪሕ ቃል ቅንያት ግብሪ ንምኽባር ምድላዋቱ ከም ዝዛዘመን ኣብ ፍርቂ ጥሪ 2011 ዓ/ም ከም ዘሳልጥ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።