top
logo

ሕትመታት

ዜና ፎቶ
ኣብ ኣፈፃፅማ መደባት 2009 በጀት ዓመት ዕዙዝ ግደ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ኣካላትን መተባብዒ ሽልማት ሂቡ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት 2 ዙር ኣብ ኣጠቃቅማ SIGTAS ኣመልኪቱ ሞያዊ ስልጠና ሂቡ!!

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም ኣብ ኣጠቓቕማ ዝተዋደደን ዝተወሃሃደን መንግስታዊ ምሕደራ ስርዓት ግብሪ (Standardized and Integrated Governmental Tax Administration System – SIGTAS) ኣመልኪቱ ንመሓዉር ኪኢላታት ሞያዊ ስልጠና ሂቡ።

ኣብቲ ስልጠና እንታይነት ሲግታሰ፣ ኣጠቃቅማን ከይዲ ኣሰራርሓን ሲግታስ እንታይ ከም ዝመስል ብጉጅለን ብኮምፒተርን ዝተደገፈ ናይ ተግባር ተኮር ዝኾነ ስልጠና ክወሃብ ኪኢሉ እዩ። ብፍላይ ምሕደራ ስርዓት ግብሪ ንምዝማንን ዝተፈላለዩ ተግባራት ምጭብርባርን ምስዋርን ሕሉፍ መረዳእታ ንከይህሉን ከምኡ እውን ስሉጥን ፅፉፍን ኣወሳስና ግብሪ ንምትግባርን ሓጋዚ ከም ዝኾነ መተሓባበሪ ኬዝ ቲም ትምህርትን ስልጠናን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ኣይተ ኣፈወርቂ ተካ ገሊፆም። ብወገን ተሳተፍቲ ድማ እዚ ዝተዋደደን ዝተወሃሃደን መንግስታዊ ምሕደራ ስርዓት ግብሪ(SIGTAS) ብተግህባር ኣብ ስርሖም ዘመናዊ ምሕደራ ግብሪ ንክህሉ ከም ዝሕግዞም ሓሳቦም ሂቦም፡፡

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

December 2019
1234567
891011121314
15161718192021
22232425262728
293031

በዝሒ ጎብነይቲ

087791
ሎምዓንቲሎምዓንቲ62
ትማሊትማሊ121
ኣብዚ  ሰሙንኣብዚ ሰሙን681
ኣብዚ ወርሒኣብዚ ወርሒ1767
ጠቕላላ ክሳብ ሐዚጠቕላላ ክሳብ ሐዚ87791

We have 74 guests and no members online

bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved