top
logo

ሕትመታት

ኣብ ኬዝ ቲም ኣወሳስናን ኣተኣኻኽባን እቶት ዝስርሑ ስራሕቲ

1.   ምድላው ዓመታዊ እቶት ትልምን መደብ ምውፃእን

2.   ምውሳን ግብርን ታክስን

3.   ብሓደራ ኣታዊ ዝተገበረ ገንዘብ

·         ቅድመ ታክስ ክፍሊት

·         ክፍሊት ወፃኢ ምምቓል

·         ክትትል ጡረታ ሰራሕተኛታት ውልቀ ትካል

4.   ስራሕቲ እቶት ኣብያተ ማዘጋጃ 12 ከተማታት ምክትታል

5.   ስራሕቲ ምእካብ እቶት

6.   ስራሕቲ ምክፍፋል ቴምብር

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

October 2019
12345
6789101112
13141516171819
20212223242526
2728293031

We have 44 guests and no members online


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved