- Details
-
Hits: 1725
ኣብ ኬዝ ቲም ኣወሳስናን ኣተኣኻኽባን እቶት ዝስርሑ ስራሕቲ
1. ምድላው ዓመታዊ እቶት ትልምን መደብ ምውፃእን
2. ምውሳን ግብርን ታክስን
3. ብሓደራ ኣታዊ ዝተገበረ ገንዘብ
· ቅድመ ታክስ ክፍሊት
· ክፍሊት ወፃኢ ምምቓል
· ክትትል ጡረታ ሰራሕተኛታት ውልቀ ትካል
4. ስራሕቲ እቶት ኣብያተ ማዘጋጃ 12 ከተማታት ምክትታል
5. ስራሕቲ ምእካብ እቶት
6. ስራሕቲ ምክፍፋል ቴምብር