top
logo

ሕትመታት

መንግስታዊ ኣታዊታት

መንግስታዊ ኣታዊታት እንብሎም መንግስቲ ካብ ሕብረተሰብ፣ ውልቀ ትካላትን ከምኡ’ውን መንግስታዊ ናይ ልምዓት ትካላትን ሕጋዊ ሰብነት ዘለዎም ካልኦት ትካላት ዝእከብ ገንዘብ’ዩ። ከምቲ ቅድም ኢልና ብዝርዝር ዝርኣናዮ መንግስታዊ ኣታዊታት ዝብሃሉ እዞም ዝስዕቡ’ዮም፦

    

ኣብ ቀጥታ ዝኾነ ግብሪ (ታክሲ) ዝካተቱ ኣታዊታት

       . ካብ ቑፃር ዝርከብ ኣታዊ ግብሪ፣

        ለ. ካብ ገዛ ክራይ ዝርከብ ኣታዊ ግብሪ፣

        . ካብ ንግዲ ስራሕ ዝርከብ ኣታዊ ግብሪ ከምኡ ‘ውን፣

       .ኣብ ስደቓ “መ” ዝካተቱ ካልኦት ኣታዊታት ዝውሰን ግብሪ ዘጠቓለለ እዩ።

 

ኣብ ቀጥታ ዘይኮኑ ግብሪ (ታክስ) ዝምደቡ ኣታዊታት

o   ተወሳኺ እሴት ታክስ (V.A.T)

o   ተርን ኦቨር ታክስ (T.O.T)

o   ኤክሳይዝ ታክስ

o   ቴምብር ቀረፅን

o   ጉምሩክ ቀረፅን

ታክስ ዘይኮኑ ኣታዊታት

o   ካብ ሕትመት/ሰነዳት/ ሽይጣት፣

o   ኣብያተ ዕዮ ንዝህብኦ ግልጋሎት ዝኽፈል ክፍሊት፣

o   ካብ ዝኣረጉ ኣቑሑት ሽይጣት ዝርከቡ ኣታዊታት …..ወዘተ 

 

  • ንደረጃ ‘ለ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ ግብሪ መኽፈሊ እዋን ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጳጉሜን 05/2008 ምዃኑ፣
  • ንደረጃ ‘ሀ’ ኸፈልቲ ግብሪ ናይ መኽፈሊ እዋን ድማ ካብ ሓምለ 01/2008 ክሳብ ጥቅምቲ 30/2009 ምዃኑ እንዳዘኻኸርና ግብሪ ብእዋኑ ብምኽፋል ሃገራዊ ግቡእና ንዋፃእ፡፡

February 2019
12
3456789
10111213141516
17181920212223
2425262728

We have 34 guests and no members online


bottom
top

bottom

© 2014 Tigray Revenue Development Authority .All Rights Reserved